ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ክልልና ማሕበረሰብናን ኣብ ዝጠልቦም ዝዕባታት ኩለመዳያዊ ተሳትፎአ እናገበርት ዝፀነሐትን ንቕድሚት እ’ውን እትቕፅልን ትካል ሕብረት ስራሕ ማሕበር እያ። ካብዚኣቶም ውሑዳትንምጥቃስ ዘኣክል፥
- ፍሬምናጦስ መሐብሐቢ ኣረጋውያን ———– 61,500.00
- ንከተማ ሓምለዋይ ልምዓት ——————– 27,000.00
- ንተፈናቐልቲ ወገናት ሓገዝ —————— 150,000.00
- ፃውዒት መተኣኻኸቢ እቶት —————- 200,000.00
- ብምኽንያት ሕማም ኮሮና ሓገዝ —–——— 30,000.00