Skip to content
  • ቤት ፅሕፈት
  •  0342405467
  • info@mehazut.com
  • ትግርኛ ኣማርኛ English
መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን
መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን
  • መእተዊ
  • ብዛዕባና
    • ብዛዕባ መሓዙት
    • ኣመሰራርታ
    • ልኡኽ
    • ራእይ
    • ዕላማ
  • ግልጋሎታትና
    • ዕቋር
    • ልቓሕ
    • ናይ ህፃናት ዕቋር
    • ካብ ወለድ ነፃ ናይ ሙስሊም ዕቋር
    • ማሕበራዊ ተሳትፎ
  • ኣባልነት
    • ኣባል ይኹኑ
    • ኦንላይን ክፍሊት
    • ሕቶ ልቓሕ
    • ልቓሕ መስልሒ
  • ዜናታት
  • ተደጋጋሚ ዝሕተቱ(FAQs)
  • ይርከቡና
  • ተወሳኺ
    • ክፍልታት ስራሕ
      • ክፍሊ ዕቋር
      • ክፍሊ ልቓሕ
      • ኣይሲቲ
    • ሕትመት
      • ቅጥዕታትን
    • ምልክታ ስራሕ
    • ማህደረ ስእሊ
    • መረፃ
    • መድረኽ ዘተ
    • ሸርፊ ወፃኢ
  • ሞባይል መተግበሪ

ልቓሕ

መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን > Departments > ግልጋሎታትና > ልቓሕ

ኩሎም ግልጋሎታት መሓዙት

  • ልቓሕ
  • ማሕበርዊ ተሳትፎ
  • ናይ ህፃናት ዕቋር
  • ካብ ወለድ ነፃ ናይ ሙስሊም ዕቋር
  • ዕቋር

ልቓሕ

  1. ሓደ ኣባል ኣብቲ ማሕበር 7ተ ወርሒ ምስዝገበረን ናይ 7ተ ወርሒ ክፍሊት ምስፈፀመን ልቓሕ ክወስድ ይኽእል።
    ዝወሃብ መጠን ልቓሕ ናይ ዝዓቖሮ ዕቋር (80%) 6ተ ዕፅፊ ንደቂ ተባዕትዮ 7ተ ዕፅፊ ንደቂ ኣንስትዮ ይኸውን።
  2. ፅቡቕ ልቓሕ ኣመላልሳ ዘለዎም ተለቃሕቲ ደ.ተባ 6ተ ዝነበረ 7ተ ዕፅፊ፣ ዯ.ኣን 7ተ ዝነበረ 8 ዕፅፊ ይወሃብ።
  3. ልቓሕ ወለድ ብዓመት 10% ኮይኑ ዝለዓለ መጠን ልቓሕ 500,000.00 ብር እዩ።
  4. ልቓሕ ዝምለሰሉ ግዜ ከከም መጠን ልቓሑ ኮይኑ ዝዓበየ ክሳብ 5ተ ዓመት እዩ።
  5. ካብ ወለድ ነፃ ናይ ሙስሊም ልቓሕ 4.5% ብዓመት ቅድሚያ ኮሚሽን ይከፍል።

መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ብዋናነት ኣብ ክልልና ዘሎ ናይ ፋይናንስ ዓቕሚ ምንኣስ ንምንካይን ባህሊ ዕቋር ሕብረተሰብ ንምዕባይን ዝተመስረተ ትካል እዩ።

ኣድራሻና

  • መቐለ፣ 11 ቀበሌ ተሓገዝ ህንፃ ፊት ንፊት
  • +251342405467
  • +251342417521
  • +251342 405870
  • info@mehazut.com

ኣገደስቲ ሊንክታት

  • መእተዊ
  • ብዛዕባና
  • ግልጋሎታትና
  • ኦንላይን ክፍሊት
  • ምልክታ ስራሕ
  • ዜናታት
  • ልቓሕ መስልሒ
  • ይርከቡና

ስታስቲክስ መርበብ ሓበሬታ

  • 0
  • 6
  • 43
  • 211
  • 872
  • 7,390
  • ይስዓቡና
  •          
    ትግርኛ ኣማርኛ English

ኩሉ ግዜ ሓበሬታ የሃልዎም

ናይ ቅዳሕ መሰሉ ብሕጊ ዝተሓለወ እዩ 2020 መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን   ብ ፒላሳ ቴክኖሎጂ ተሰሪሑ።