ብዛዕባ መሓዙት ኣመሰራርታ ልኡኽ ራእይ ዕላማ ዕላማ ንክልል ዝውክል ብደረጃ ሃገር ሕብረት ስራሕ ባንኪ / Co-operative Bank/ ንምምስራት ብቐዲምነት ምርካብ።ንኣባላት ቅልጡፍ፣ ብዝተመጣጠነ ወለድን ብቀሊል ውሕስናን ልቓሕ ምሃብ።ባህሊ ዕቋር ሕ/ሰብና ንምዕባይ ነፃ ትምህርትን ስልጠናን ምሃብን ናብርኡ ከመሓይሽ ምግባርን።ኣብ መንጎ ኣባላታ ስጡም ምዝሕነት ብምፍጣር ዓርሶም ለዊጦም ንማሕበረሰቦም ንክልውጡ ምግባር።