ብዛዕባ መሓዙት ኣመሰራርታ ልኡኽ ራእይ ዕላማ ልኡኽ ኣብ ሕ/ሰብ ባህሊ ምዕቋር ክጉልብት ብምግባር ካፒታላዊ ዓቕሚ ሕድሕድ ስድራ ምዕባይን ሃገራዊ ርእሰማል ክውህለል ምግባር ንኣባላት ብእዋኑ ዘድለዪ ግልጋሎት ብዘተኣማምን ኩነታት ክትህብ ምግባር። በዚ ኣቢልካ ናብ ክልላዊ ናይ ሕ/ስ/ማሕበራት ባንኪ ብምስግጋር ኣባላት ዝበለፀ ናይ ምዕቋር፤ ምልቃሕን ግልጋሎት ኣብ ቀረባኦምን ባዕሎም ብዘመሓድርዎ መንገዲ ተጠቀምቲ ምግባር።