ብዛዕባ መሓዙት ኣመሰራርታ ልኡኽ ራእይ ዕላማ ንፈጣን ሓበሬታ ብ +251 34 240 5467 ይደውሉ ብዛዕባ መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ብዋናነት ኣብ ክልልና ዘሎ ናይ ፋይናንስ ዓቕሚ ምንኣስ ንምንካይን ባህሊዕቋር ሕብረተሰብ ንምዕባይን ዝተመስረተ ትካል እዩ።