
መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን
ዕቤቶም የገድሰና እዩ።
መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን
ዕቤቶም የገድሰና እዩ።

ትካል ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት
ትካል ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት
ምሕዝነትና ንሓበራዊ ለውጢ!ምሕዝነትና ንሓበራዊ ለውጢ!ብዛዕባ መሓዙት ብዛዕባ መሓዙት
ሞባይል መተግበሪ ብምጥቃም
ኣብ ዘለዉዎ ኮይኖም
ግልጋሎትና ይርከቡ።
ሞባይል መተግበሪ ብምጥቃም
ኣብ ዘለዉዎ ኮይኖም
ግልጋሎትና ይርከቡ።
ልቓሕ ንምሕታትትን ሪጋ ንመሓዝን ብሓፈሻ ኣብ መሓዙት
ዝወሃቡ ግልጋሎታት ንምርካብ
መሓዙት ሞባይል መተግበሪ ይጠቐሙ።
መመዝገቢ ኮነ ወርሓዊ ክፍሊት ንምኽፋል፣
ልቓሕ ንምሕታትትን ሪጋ ንመሓዝን ብሓፈሻ ኣብ መሓዙት
ዝወሃቡ ግልጋሎታት ንምርካብ
መሓዙት ሞባይል መተግበሪ ይጠቐሙ።ብዝርዝር ይመልከቱ ብዝርዝር ይመልከቱ

ማሕበራዊ ተሳትፎ መሓዙት ዕቋርን
ልቓሕን ኣብ
መሕብሐቢ ኣረጋውያን
ፍሬምናጦስ።
ማሕበራዊ ተሳትፎ መሓዙት ዕቋርን
ልቓሕን ኣብ
መሕብሐቢ ኣረጋውያን
ፍሬምናጦስ።
ካልኦት ትካላት ክኽተልኦ ይጋብእ። መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ትገብሮ ዘላ ሰናይ ተግባር
ካልኦት ትካላት ክኽተልኦ ይጋብእ። ብዝርዝር ይመልከቱ ብዝርዝር ይመልከቱ
ግልጋሎታትና
ግልጋሎታት መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን
ፀጋታት መሓዙት
ንምንታይ መሓዙት ይመርፁ?
ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት
ብኦንላይን ክፍሊትን መርበብ ሓበሬታን ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ንተገልገልቲ ተብፃሕቲ ዝኾኑ ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ዝወነነት ሕብረት ስራሕ ማሕበር እያ። ይምፅኡ ይዕቆሩ፣ ይለቅሑ ብግልጋሎታትና ከምዝዓግቡ ኣይንጠራጠርን።
- ሞባይል መተግበሪ ንምዝገባን ውርሓዊ ክፍሊትን
- ሞባይል መተግበሪ ንልቃሕ መሕተትን ሪጋ መትሓዝን
- ሞባይል መተግበሪ ንመልእኽቲ ምብፅፃሕን ንተወሳኺ ግልጋሎታት መሓዙትን
- መርበብ ሓበሬታ ንኩለመዳያዊ ግልጋሎት
- ዘመናዊ ኣታሓሕዛ ሒሳብን መረዳእታን => ኣብ ቀረባ ግዜ
መሓዙት
መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ክሳብ ሰነ 2012 ዓ/ም

በዝሒ ኣባላት

ካፒታል ልዕሊ ብር 362 ሚልዮን

ልቓሕ ዝወሰዱ ኣባላት

ዝተውሃበ ልቓሕ ልዕሊ 381 ሚልዮን

በዝሒ ኣባል ህፃናት

ዕቋር ህፃናት 582,066 ብር



ዜናታት
ሓደሽቲ ዜናታት መሓዙት
መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ ማሕበር ንብሄራዊ ክልል መንግስቲ …
መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ ማሕበር ንብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትግራይ 200,000.00 ( ክልተ ሚኢቲ ሺሕ) ብር ሓገዝ ሂባ መሓዙት…
መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ን ማእከል መሐገዚ ኣረጋውያን…
መሓዙት ዕቋርን ልቓሕን ን ማእከል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ሕሙማት ኣእምሮን ህፃውንትን ፍረመናጦስ ካብ አመራርሓ ማሕበርናን ኣባላት ማሕበርናን ብዝከኣልዎ ገንዘብ ብምውፃእ ብስም…
መሓዙት ዕቛርን ልቓሕን ሓ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ምስ ዩኒቨርስቲ መቐለ…
መሓዙት ዕቛርን ልቓሕን ሓ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ምስ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብምትሕብባር መድረኽ ልውውጥ ተመኩሮን ስልጠናን ኣሳሊጣመሓዙት ዕቛርን ልቓሕን ሓ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ምስ ዩኒቨርስቲ…